ማሕበረሰብ ትግራይ ቪክቶሪያ መበል 45 ዝኽሪ ምጅማር ዕጥቃዊ ቃልሲ ኣኽቢሮም።

Tibray Community in Victoria

Source: Tibray Community in Victoria

Get the SBS Audio app

Other ways to listen

ኣብ ቪክቶሪያ ዝነብሩ ማሕበረሰብ ትግራይ ከምቲ ኣብ ምሉእ ዓለም ክግበር ዝወረሐ በዓል ዝኽሪ መበል 45 ምጅማር ህወሓት ብ 29 ለካቲት ኣብ መልበርን ብዝተፈላለዩ መደባት ዘኪሮሞ። ነዚ ዝምልከት ሓጺር ጸብጻብ።



Share