ገንዘብን ህይወትን፡ ግዜ ምኽፋል ግብርን ኣገባባቱን

Tax Time Source: Getty

Credit: Getty

Get the SBS Audio app

Other ways to listen

ግዜ ታክስ ኣውስትራልያን ድሕሪ ዕለት ሓደ ሓምለ ምውዳእ ፋይናንሳዊ ዓመት ናይ ቀረጽ/ግብሪ/ታክስ ሕሳቦም ዝዓጽውሉ እዋንዩ። ቅኑዕ መጠን ግብሪ ተኸፊሉ እንተኾይኑ ዝረጋገጸሉ ግዜን ዝኾነ ዝጎድል/ዝቕነስ እንተሎ ዝሕተተሉንዩ። እቲ እዋን ብተወሳኺ ብመልክዕ ተመላሽ ካብ ግብሪ ናብ ጁባኻ ገንዘብ ዝኣትወሉውን ማለት ክኸውን ይኽእልዩ። ኣብ'ዚ ትሕዝቶ ሕሳብ ግብሪ ከመይ ትዓጹ ክግለጽዩ።



Share