ኣዳለውቲ ኢፍጣር ትርጉምን ጥቕምን ናይቲ ምትእኽኻብ ይዛረቡ።

Iftar Ramadan

Source: SBS Tigrinya

Get the SBS Audio app

Other ways to listen

ብ ካውንስል ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያዊያን ጀበርቲ ዝተዳለወ ናይ ኢፍጣር ስነስርዓት፡ ማሕበረሰብ ኣመንቲ እስልምና፡ ወከልቲ መንግስቲ ቪክቶሪያን ፖሊስን ኣብዝተረኽብሉ ብዕለት 23 መጋቢት 2022 ኣብ ኣዳራሽ ኮሊንግዉድ ታውን ተኻይዱ ኔሩ። ኣብቲ እዋን ካብ ኣዳለውቲ እቲ ስነስርዓት ዝኾኑ ኣቶ ዓብዱሰላም ጣሃን ኢንጂኔር ኣማንን ገሊጾሙልና ኔሮም።ሎሚ ኣውስትራሊያዊያን ኣብ 21 ግንቦት ዝካየድ ምርጫ ፈደራል ዝዳለውሉ እዋን እዩ፡ ኣብቲ ማሕበረሰብ ካብ ፈደራል መንግስቲ ክግበር ዝግብ ኦም ሕቶታት እንታይ ምዃኖም ሓቲትና ኔርና፡



Share