ኣብ ውሽጢ ማሕበረሰቦም ኣትዮም ክነብሩ ንሓደስቲ መጻእቲ የርብሖም ዶ የኽስሮም፧

Living close to my community

Source: Getty Images/Ariel Skelley

Get the SBS Audio app

Other ways to listen

ናብ ሓድሽ ሃገር ምስ መጻእኩም፡ ብዙሕ’ዩ እቲ ከተወሃህድዎን ክትመሃርዎን ዘለኩም። ኣብ ኣውስትራልያ ንዓመታት’ውን ዝጸናሕኩም እንተኾንኩም፡ ምሉእ ብምሉእ ዘይትርድእዎም ኩነታት ምናልባት ደጊሞም ከጋጥምኹም’ዮም። ነገራት ቁሩብ ቅልል ክብለሎም ብምባል እምበኣር ብዙሓት ሓደስቲ መጻእቲ ናብ’ዚ ጥቓ ማሕበረሰቦም ዝነብርሉ ቦታ ክነብሩ እንተወሰኑ ዘገርም ኣይኮነን። ግን ጥቓ ማሕበረሰብኩም ምንባር ኩሉ ግዜ እቲ ዝበለጸ ኣማራጺ ድዩ ንዓኹም?



Share