“ተኸራኺርካን ተራቲዕካን ንባድመ ኣውሂቡ ብዙሓት ዓዲታት ዝወስደልካ እንተኾይኑ እዚ ፍታሕ ኣይኮነን።” ነበርቲ ዓዲታት ከባቢ ጾሮና

SBS Tigrinya News

Source: Getty Images

Get the SBS Audio app

Other ways to listen

ዝሓለፈ ሰሙን ብዛዕባ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት ክልተ ዕዱማት ኣብዘቕረብዎ ዘተ፡ ኣብቲ ዝተዋህበ ርእይቶ፡ ብዙሓት ካብ ተወለድቲ ከባቢ ዓዲታት ጾሮና ቅሬታኦም ክገልጹ ቀኒዮም። እቲ ርእይቶ ተመሳሳሊ ስለዝኾነ ንሓደ ካብ ኦም ኣብዚ ኣቕሪብናዮ ኣለና።



Share