ሸኽ እድሪስ መሓመድ ኣደም፡ ኣቦ መንበር ባይቶ ኤርትራ (ኣብ 1940,ታት) ካብ ጀመርቲን መራሕቲን ሰውራ ኤርትራ

Eritrean communities remember the start of armed struggle for independence

Source: Supplied

Get the SBS Audio app

Other ways to listen

ኣብ ሓደ መስከረም 1961 ዓመት ዝጀመረ ዕጥቃዊ ቃልሲ ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር፡ ሓጺር ታሪኽ ሓደ ካብ ጀመርቲ እቲ ቃልሲን፡ መራሒ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ጀብሃ) ዝነበረ ሸኽ እድሪስ መሓመድ ባይቶን ኣብዚ ቐሪቡ ኣሎ።



Share